About
ዕላማ እዚ ስልጠና እዚ ስልጠና’ዚ፡ ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ 1) ብዛዕባ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ኣብ ፈረንሳ 2) ሞያዊ ስልጠና፡ ትምህርትን ስራሕን ንምርካብ 3) ዜግነት ንምውሳድን ዘድሊ ሓበሬታን መንገድን ንምሕባር ዝዓለመ እዩ። ኣብ ኣገደስቲ ምምሕዳራዊ ንጥፈታትን ምውህሃድ ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ዘተኮረ እዩ።
You can also join this program via the mobile app. Go to the app
Instructors
Price
ስልጠና ውህደትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን, €45.00
